በዓለ ጥምቀተ ክርስቶስ
Mark 16:16 He that believeth and is baptized shall be saved; but he that believeth not shall be condemned.
ናይ ክርስቶስ ፍቅርን ሰላምን ምሳኹም ይከኹን ከመይ ትኾኑ ደቂ ሕያዉ ኣምላክ መላእ ህዝብና እንሆ በዓለ ጥምቀት ድማ 01/22/2026 ኹላህና ተረኪብና ኣምላክና ብምምስጋንን ነገረ ጥምቀቱ ብምሕሳብን ክንባረክ ኢናሞ ንጥምቀት ዝተርፍ ከይሁሉ ሓደራ ክብልይፈቱ።
ፈጣሪ ይባርኹም!!!
