@ruta_rula30_1 ፍሉይ በዓል መጋቢት መድኃኒዓለም ኣብ ላስቬጋስ 🥰 ናይ ላስቬጋስ ደብረገነት መድሃኒዓለም ምእመናን ብሃንቀውታ ዝፅበይዎ ዝነበሩ ናይ ህንፃ ፍቃድ ረኺቦም ኣለው እንኩኣዕ ደስ በለኩም ደስ በለና:: ሕዚ ድማ ህንፀት እቲ ቤተክርስቲያን ንምጅማር ኣብ ምሽብሻሽ ይርከቡ:: በዚ መሰረት ናይ ሎሚ ዓመታዊ ክብረበዓል መጋቢት መድሃኒዓለም ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ ቄርሎስ ኣብ ዝተረኸቡሉ እቲ ሓዱሽ ህንፃ ኣብ ዝስረሐሉ ቦታ ክኽበር እዩ:: መዓዝ ዶ ኢልኩም ዋዜማ:- April 1st, ካብ 3:00pm ጀሚሩ ንግሲ:- April 2nd, ካብ 3:00am ጀሚሩ ብድምቀት ክኽበር እዩ ከይትተርፉ Here is the address 📍5800 S Santa Margarita St Las Vegas, NV 89118 United States #lasvegas #tigraytiktok #habeshatiktok #27 #church @Yohana.modesty😍
♬ original sound – ruta_rula30_1
ፍሉይ በዓል መጋቢት መድኃኒዓለም ኣብ ላስቬጋስ 🥰
ናይ ላስቬጋስ ደብረገነት መድሃኒዓለም ምእመናን ብሃንቀውታ ዝፅበይዎ ዝነበሩ ናይ ህንፃ ፍቃድ ረኺቦም ኣለው እንኩኣዕ ደስ በለኩም ደስ በለና::
ሕዚ ድማ ህንፀት እቲ ቤተክርስቲያን ንምጅማር ኣብ ምሽብሻሽ ይርከቡ:: በዚ መሰረት ናይ ሎሚ ዓመታዊ ክብረበዓል መጋቢት መድሃኒዓለም ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ ቄርሎስ ኣብ ዝተረኸቡሉ እቲ ሓዱሽ ህንፃ ኣብ ዝስረሐሉ ቦታ ክኽበር እዩ:: መዓዝ ዶ ኢልኩም
ዋዜማ:- April 1st, ካብ 3:00pm ጀሚሩ
ንግሲ:- April 2nd, ካብ 3:00am ጀሚሩ ብድምቀት ክኽበር እዩ ከይትተርፉ