Special March Celebration in Las Vegas
ፍሉይ በዓል መጋቢት መድኃኒዓለም ኣብ ላስቬጋስ 🥰 ናይ ላስቬጋስ ደብረገነት መድሃኒዓለም ምእመናን ብሃንቀውታ ዝፅበይዎ ዝነበሩ ናይ ህንፃ ፍቃድ ረኺቦም ኣለው እንኩኣዕ ደስ በለኩም ደስ በለና::ሕዚ ድማ ህንፀት እቲ ቤተክርስቲያን ንምጅማር ኣብ ምሽብሻሽ ይርከቡ:: በዚ መሰረት ናይ ሎሚ ዓመታዊ ክብረበዓል መጋቢት መድሃኒዓለም ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ ቄርሎስ ኣብ ዝተረኸቡሉ እቲ ሓዱሽ ህንፃ ኣብ ዝስረሐሉ ቦታ ክኽበር እዩ:: መዓዝ ዶ ኢልኩምዋዜማ:- April 1st, ካብ 3:00pm ጀሚሩንግሲ:- April 2nd, ካብ 3:00am ጀሚሩ ብድምቀት ክኽበር እዩ ከይትተርፉ
Special March Celebration in Las Vegas Read More »
